ምንቅስቓስ ፋኖ ብኣባላቱ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሑ ክዝርጋሕ ዝቐነየ ምስልታት ቅትለት ነጺጉ። እዚ ኣብ ሰሜን ሸዋ ናይ ክልል ኦሮሚያ ተፈጺሙ ዝብሃል ኣሰቃቒ ቅትለት፡ ካብ ...
ጫድ ምስ ፈረንሳ ዝነበራ ወታሃደራዊ ምትሕብባር ከም ዘቋረፀቶ ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጣ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዣ ንወይል ባኾ ኣብታ ሃገር ድሕሪ ምብጽሑ ድሕሪ ስዓታት እዩ። ...
ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ ጻንሖቶ፡ ነቲ ነዊሕ ከከራኽር ዝጸንሐ እማመ፡ ብሓካይም ተሓጊዝካ ምማት ኣጽዲቑ። እዚ ሎሚ ዝሓለፈ እማመ፡ ሕዱር ሕማምን ከቢድ ስቓይን ዘለዎ ሕሙማን፡ ንሞት ...
ደሞዝ ኣይኽፈለናን ዘሎ ዝበሉ መማህራን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ናብረኦም ንምምራሕ፣ ንጫማ ምፅራግ ሓዊሱ ኣብ ካልእ ስራሕ ይዋፈሩ ምህላዎም ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም። ወርሓዊ ደሞዝና ይደናጎይ፣ ብዘይ ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ሰሉስ 17 ሕዳር 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ሻድሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ መንግስቲ ንዘቕረቦ ናይ 582 ቢልየን ብር ሕቶ ተወሳኺ በጀት ዓመት ገምጊሙ። ኣብቲ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ወረዳ ደዌ ዝርከቡ መምህራን ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ምክያዶም ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶም ዝሃቡ መማህራንን ማህበር መማህራን’ቲ ወረዳን ሓቢሮም። መንግስቲ’ቲ ክልል ግን ...
ሓንቲ ካብተን ቀንዲ ኣካል ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማልያ ዝነበረት ጁባላንድ ምስቲ ማእከላይ መንግስቲ ዝነበራ ርክብ ምቑራጻ ድሕሪ ምግላፃ ሎሚ ሓሙስ ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ቅልውላው ተጋዲዱ'ሎ። ጁባላንድ ...
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ሳሙኤላ ዘርኣይ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣትላንታ ጆርጅያ ትነብር ነርስ-ፕራክትሻነር'ያ። ኣብ መወዳእታ 1970'ታት ናብ ኣመርካ ገና መንእሰይ ተማሃሪት ኮይና ደኣ ትምጻእ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ሎሚ ተግባራዊ ዝዀነ ምቍራጽ ተጻብኦታት እስራኤልን ሕዝቦላህን ንኢዱ። እቲ ተባሂሉ ዘሎ ምቍራጽ ተጻብኦታት ነቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናጻ ከውጽእ እንተዀይኑ ግን ...
"ብምኽኒያት ፀሊም ዕዳጋ ማዕድናትን ትሑት ኣጠቓቕማ ክቡራት ማዕድናትን ዝርአ ብኽነት፣ ብርሰትን ብኽለትን ቀፃሊ ሓደጋን መፍትሒኡን’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዎ 17 ገፅ ዝሓዘ ሰነድ ትግራይ ...
Heavy rains and falling temperatures are making tents and other temporary shelters uninhabitable for displaced people in Gaza ...
ንምፍታሕ ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ነበር ኢምራን ኻን ድፍኢት ክግበሩ ናብ ርእሰ-ከተማ ኢስላማባድ ዝምርሹ ዘለዉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተሰለፍቲ፡ ንቐንዲ መስመራት ጽርግያን መተሓላለፊ ማይን ዓጽዮም ...